Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region

Quoted post


Gast

#676

2016-06-30 18:31

ሕግን ፍትሕን ስለ ዘየለ ኣብ ሃገርና እቲ ዘሎ ስርዓት ዲክታተርያዊ ስርዓት ምግህስ ሰብኣዊ መሰል ካብ መጠን ዝለዓለ ስለ ዝኮነ ነዚ ናይ ጀነቫ ደገፈይ ይግልጽ

Reacties


Gast

#693 Re:

2016-06-30 19:01:15

#676: -  

 ስርኣት ዘይ ብሉ ክዋም ዘይ ብሉ ስለዝኮነ።ሰብ ብዘይ ህጊ ይኣስር ይከትል ይስውር ,,,,,,,,,፡