Vote Against Naïve & Dangerous Report by Arnold Karskens and 1V


Gast

/ #86 Re: Re:

2016-10-26 08:29

ርትራ ሃንቲ ካብ ተን መሰል ህዝቢ ዘ ምኮና ንማንም ስውር ኣይኮነን ሕጂ ግን ኢቲይ ክሰርሕ ክሃንጽ ዝክእል መንእሰይ ኣደዳ መእሰርትን ሞትን ስደትን ይገብርዎ ኣለዉ መንግስቲ ኤርትራን ሳዓብቱን እቶም ኤርትራ ጽቡቅ ኣላ ዝብሉ ዘለዉ ኤርትራ ኣይፈልጥዋን ፡ወይ ድማ ምስቲ ስራት ብደም ዝተጣላቀዩ ኢዮም።ስልዚ ኣስፊሕና ንሕሰብ