Vote Against Naïve & Dangerous Report by Arnold Karskens and 1V


Gast

/ #9

2016-10-12 22:32

ስውር ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኣሎ ብዝሕ ሰብ ውን ኣይፈልጦን ዩ መን ዩ ከምኡ ገይሩ ነቲ ሰብ ኣብ ራዕዲን ፍርሕን ዘጋማድሖን ወን መጽናዕቲ የድሊዩ እዚ ዝከደ ወዲ ሰብ ተወሲድዎ ጽቡቅ ጥራይ ዩም ከርእይዎ !!!ሚዕጢር፣ ዊዓ ፥ኪልማ ገዛ ድንጉር ፥በራክ፥ወዘተ ክፍሊ ታዕሊም ኣሎ ፥ከም በዓል ሓልሓለ እስርቤት ጸጸር ዓዲ ኣበይቶ ናኩራ ፥ማይ ኣምራኩት ጽዕዳ ቀላይን ካልኦትን ዘኣመሰሉ ኣለዉ ዝረኣዩን ዘይረኣይን እንዳበለ ከኣ ይፈሊዎም