Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Gast

/ #63

2016-06-29 20:09

No more dictatorship in eritrea
ኣነ ካብ ኤርትራ ብጥይት አና ተሳሓትኩ'የ ወጼ
ቅድሚ ካብ ኤርትራ ምውጸአይ ውን ቡዝሕ ሽግራት ወሪዱኒ ካብ ስርዓት ህግደፍ ብዘይ ገበርኩዎ ስግረዶብ ሓሲብካ ብዝብል ምስምስ ተገሪፈ'የ
ስለዚ ድማ ነዚ ወጺዩ ዘሎ ክሲ ይምስክር ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ሙዃኑ